በጃኹም ነዚ ዌብሳይት ክትጥቀም አንክሎ ዘሎ ኩነታት ኣስተውአሉ.
ትግርኛ
ሥራሕ ሓዘል ጥዕና፤ ደሕንነትን ረድኤትን፤ ተሓድሶን ካሕሳን እዚ ሓበሬታ እዚ ንናይ ደቡብ አውስትራሊያ ስራሕ ሓዘል ጥዕና፤ ረድኤት፤ ተሓድሶን ስርዓት ካሕሳን ብዝምልከት፤ ብዛዕባ መስላት ኣስራሕትን ስራሕተኛታት እዩ፤ እቶም ተጠቓሊሎም ዘለው ኣርእትታት።
ብጀካ እንግሊዝኛ ብኻልእ ቋንቋ፤ ብዛዕባ ጥዕናን ደሕንነትን ካሕሳ ስራሕተኛታትን ተሓድሶን ምስ ዝኾነ ስብ ክትዘራረቡ እንተደሊኹም፤ ንምስትርጓም አገልግሎት ማእከል ብስልኪ 8226 1990 ብምድዋል ንዎርክከቨር ኮርፖሬሽን ብስልኪ ቁፅሪ 13 18 55 እንኸድውሉ ሕተትዎም። እዚ ናይ ትርጉም አገልግሎት ነዓኹም ብናጻ እዩ።